06/04/2026
ኣከባብራ በዓል ሆሳእና አብ ቤተ aክርስትያን መድሃኔ ኣለም ገዛ ባንዳ ኣስመራ 2026
ሰላም ክቡራት ተዓዘብቲ! 🌿እንኳዕ ንበዓል ሆሳእና ብሰላም ኣብጽሓኩም! ሎሚ መዓልቲ ኣብታ ታሪኻዊትን ውቅብትን ቤተ ክርስቲያን መድሃኔ ኣለም ገዛ ባንዳ (ኣስመራ) ዝተኻየደ መንፈሳዊ ኣከ...