03/07/2025
ሰላም ሰለም ኣብ መላእ ዓለም ትርከቡ ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን እንኻዕ ንዓል ኣሽንዳ ኣብጽሐኩም/ና Abebawi photography ከም ዝፍለጥ ኣብ ዝተፈላለዩ ፕሮግራማት መርዓ / ሽምግልና / ክርስትና ...ተረኪብና ብጽሩይ ንብረትናን ሞያናን ስነዳት ብምስናድ ንፍለጥ ሕዚውን ንብዓል ኣሽንዳ ብዝምናዊ ካሚራ canon R5 ካብ ዕለት 13 ክሳብ ዕለት 16 / 2017 ዓብይ ዝግጅት ጌርና ኣለና ስለዚ order ከይመልኩም ኣቐዲምኩም ብስልኪ ይኲን ብኣካል ተመዝገቡ ነመስግን ኣድራሻና ኣብ ሴሜናዊት ኾኾብ መቐለ ቀዳማይ ውያነ ብሎክ ሐ 112 ንርከብ ንሙሉእ ሓበሬታ 09 23 30 49 33